​​

Life is a breath
Living on an endless fast lane.
Humans are but for a time,
Nothing remains with humans forever.


Therefore the living is

THE MEMORY


That which affects humans in the cycle of life.
The never aging, never fading is but only
A gift offered to the future generations.

August 2014



THE HIDDEN PARTY

REVISED EDITION 



.

​Firstly, I thank God for keeping me healthy and alive to pass on this history. The contents of the book are true narrations sourced from my own memories. I started to write this book in 2005, but since it was not possible to publish such truths inside Eritrea, I wrote it in the form of fiction. However, since the regime would not tolerate the basic right of self expression let alone private tea shop conversations, I decided to keep away from potential risks and instead chose to wait for an opportune time to write it.

And now, since time is of the essence I raised my pen again and continued to pursue the fiction mode.However, since the reason for deciding to make it a fiction was eliminated, I chose to rewrite it as a true narration. 

.

Book review by Semere Habtemariam


THE HIDDEN PARTY tells the story of Tsegu, his siblings, his generation, and the EPLF in a riveting and engaging way. I’ve not only read the original Tigrinya version but was responsible for editing it, but, to my greatest delight and surprise, I found the English translation, if not more, equally captivating.

መቕድም







​​ምዝርጋሕ መጽሓፍ እታ ሕብእቲ ሰልፊ



ክቡራትን ክቡራንን  ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እናደወልኩም ብዛዕባ መጽሓፍ እታ ሕብእቲ ሰልፊ ክትውከሱና ዝጸናሕኩም ኣሓትን ኣሕዋትን።


ኣብ 'ዚ እዋን 'ዚ እዛ ናይ ትግርኛ መጽሓፍ "ሕብእቲ ሰልፊ" ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ተዘርጊሓ ናብ ብርክት ዝበለ ቁጽሪ ናይ ኣንበብቲ በጺሓ ኣላ። ካብኡ ሓሊፉ 'ውን' ኣብ 'ታ ንዝርጋሐ ፖለቲካዊ መጻሓፍቲ ዘይትጻወር ሃገርና ብዝተፈላለየ መንገዲ ከም ትሶልኽ ብምግባር ኣብ ውሽጢ ሃገር ብፎቶ ኮፒ ተባዚሓ ብስዉር ከም ትዝርጋሕ ብምግባር 'ውን ኣብ ኢድ ውሑዳት ኣምበብቲ በጺሓ።

ኣብ 'ዚ ሰዓት 'ዚ ነታ መጽሓፍ ንምርካብ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ብመንገዲ PayPal ካብ 'ዚ Website ክዕደግ ይከኣል ካብኡ ሓሊፉ 'ውን ኣብ ሽወደን ካብ ዮውሃንስ ተስፋማርያም (ሬድዮ ኤሬና) ክትረኽብዋ ትኽእሉ። ነቶም ኣብ ከባቢ Switzerland  ክትረኽብዋ ዝቐለኩም ድማ ካብ የማነ ጊላጋብር +41796372730 ክትረኽብዋ ትኽእሉ።

ነቶም ኣብ ደገ ተወሊዶም ዝዓበዩን ካልኦት ብእንግሊዝኛ ከምብቡ ዝጥዕሞም ኤርትራውያን ከምኡ 'ውን ንወጻእተኛታት ኣብ ግምት ብምእታው መጽሓፍ ሕብእቲ ሰልፊ  (The Hidden Party Revised Edition)  ብ Africa World Press/Red Sea Press ተሓቲማ ንመሸጣ ቀሪባ ኣላ። ተቐመጥቲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካብ 'ዚ Website - ካልኦት ሃገራት ድማ ካብ Amazon, Red Sea Press ክትረኽብዋ ትኽእሉ። እዛ ናይ እንግሊዝኛ ትርጉም ነቲ ካብ ብዙሓት ኣምበብቲ ዝቐረበ ር እይቶታትን ነቐፌታትን ኣብ ግምት ኣእትያ ሓደ ሓደ ለውጥታት ጌራ  'ያ ተዳልያ። 

ካብ 'ዚ  ወጻኢ 'ውን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብቐረባ ረኺቦም ከምብብዋ ክጽገሙ ይኽእሉ እዮም ተባሂሎም ዝግመቱ ብዝቐለለ መንገዲ ንክረኽብዋ ብኤለክትሮኒክስ  ተዘርጊሓ ንክትንበብ ክግበር ኣብ መደብ ተታሒዙ ኣሎ። 

ደራሲ እታ ሕብእቲ ሰልፊ 


ኮሎነል ጸጉ ፍስሃየ ባህታ




                                ደራሲ ጸጉ ፍስሃየ  

          

The Buy Now online order is only within the United States

The Hidden Party

ብመጀመርታ ነቲ ነዚ ታሪኽ ‘ዚ ንከመሓላልፍ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ክሳብ ‘ዚ ሰዓት ዘጽንሓኒ ፈጣሪ የመስግን። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ ካብ ተዘክሮታተይ ዝመንጨወ ሓቀኛ ዛንታ እዩ። ነዛ መጽሓፍ ኣብ 2005 እየ ንከዳልዋ ብርዐይ ኣልዒለ ተበጊሰ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይነ ነዚ ሓቅታት ኣብ መጽሓፍ ንከስፍር ዘይከኣል ምንባሩ ድማ ብልቢ ወለድ ደረጃ እየ ተተሓሒዘያ። እንተኾነ ግን፡ እቲ ስርዓት ልቢ ወለድ ኣይኮነን ነቲ ዝተሓተ   ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ዋላ ‘ውን ነቲ ኣብ እንዳ ሻህታት ኮፍ ኢልካ ዝዕለል ወረታት ከይተረፈ ስለ ዘይጸውር፡ ካብቲ ክስዕብ ዝኽእል ሓደጋ ንምርሓቕ ክሳብ ምቹእ ግዜ ዝረክብ ክጽበ መሪጸ።